Nachrichten & Erklärungen

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ካርልስሩሀ ንዕለት 20 ወርሒ 7

16 July 2019 Administrator ትግ

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፡ ዕለት 20 ወርሒ 7 ናይ 2019። ንዅላቶም ብሃገሮም ዝግደሱ ኤርትርውያን ብሓባር

ሰላማዊ ሰልፊ ዝጅምረሉ ቦታ፡ Kirchplatz St. Stephan

እዋን፡ ሰዓት 13፡00