mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers
  • Ethiopian Gov’t Disowns the View That Eritrea Is Using TPLF Faction
  • Eritrean Forces Operating with Impunity in Tigray, Abuses Ongoing- UN Confirms
  • Looming Ethiopia-Eritrea Tension: Is new cycle of armed conflict imminent?
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  • Bill to deport Eritrean migrants who back regime passes preliminary Knesset reading

We have 117 guests and no members online

ጋዜጣዊ መግለጺ

መጸዋዕታ ብውድብ ተሐኤ

Details
Written by: ኣባል ተሐኤ በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 11 September 2023

ደለይቲ ፍትሒ’’ናይ ክልተ ጎራሕት ኣይንኹን መስርሒ’’ድሕሪ መሪር ቃልሲ መሬት ምስ ወግሔ’’ዘይስኒ ተቃውሞ ደንበዩ ንምልኪ ህግደፍ ዘሳጠሔ’’መስዋእቲ ዋጋ ሐርነት’’ መንእሰይ ይኸፍ ኣሎ ዋጋ’’ተዓዘብቲ ኣይንኹን ላንጋ ላንጋ’’ተዓዛቢ ምዃን ያኣክል’’ደም መናእሰይ ከይከውን መሸቀጢ’’ተቓወምቲ ገለ ቲፎዞ ጉጅለ ሐለምቲ’’ከም ጉጅለ ህግደፍ ከይኸውን ተሐተቲ።

Read more: መጸዋዕታ ብውድብ ተሐኤ

ብምኽንያት መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።

Details
Written by: ደግሓኤ
Published: 11 September 2023

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ንባሕቲ መስከረም 1961  ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ መሰረት ዝኾነ፡ ታሪኻዊ ፖለቲካውን ሕጋውን ፍትሓዊ ህዝባዊ ሕቶና እንታይ ነይሩ? ነዚ ክውን ንምግባር ካብ 1961 ክሳብ 1991 ን30 ዓመታት ዝተኻየደ ደማዊ ህዝባዊ ኲናት፣ ኣብኡ ዝተኸፍለ ኩሉ-ዓይነት መስዋእቲ፣ ዝተመዝገበ ጽንዓትን ጀግንነትን ብምዝካር፡ ኤርትራ ብ1991 ካብ ማዕዳዊ መግዛእታዊ ኣርዑት ተገላጊላ፡ ብ1993 ኣብ ቅድሚ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ብዝተኻየደ ሕጋውን ወግዓውን ህዝበ ውሳኔ (ረፈረንዱም) ልኡላዊት ሃገር ምዃና  ከም ዘረጋገጸት ይፍለጥ።

Read more: ብምኽንያት መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።

جمعية اإلغاثة والتنمية اإلريترية العاملية تقریر صحف

Details
Written by: Super User
Published: 02 February 2022

زخم كبير في معدالت الهجرة، خاصة بني جيل الشباب إلى دول الجوار وخاصة إلى السودان وإثيوبيا. حريتهم، فقد واجهوا فظائع مروعة والهجرات. خالل الكفاح املسلح للشعب اإلريتري، خاصة بعد التحرير، كان هناك املستعمرين، وفي وقت الحق في األربعينيات من القرن املاضي، بدأت حركة مسلحة ضد الهيمنة األثيوبية من أجل منذ أن بدأت شعوب إريتريا في التحرر من االضطهاد السياسي واالجتماعي والثقافي الذي تعرضوا له من قبل

Press Release World-wide Eritrean Relief and Development Association

Details
Written by: Super User
Published: 01 February 2022
  • Ever since the peoples of Eritrea began to break free from the political, social and cultural oppression to which they were subjected by the colonialists, and later during the armed strugle against the Ethiopian domination for their freedom, they have faced appalling atrocities and migrations. During the armed struggle of the Eritrean people, especially after the liberation, there was a momentum of heigh emigration rate, especially among the young generation to neighboring countries, especially to the Sudan and Ethiopia.

Read more: Press Release World-wide Eritrean Relief and Development Association

ደምዳሚ መግለጺ - ዓለም-ለኻዊ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ

Details
Written by: Super User
Published: 01 February 2022
  •  ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ኪዋግኡ ካብ ዝጅምሩ ኣትሕዞም ነቲ ብሰንኪ ዓመጽቲ ገዛእቲ ዝወርዶም ዝነበረ ኣደራዕ፡ ብፖለቲካውን ማሕበረ-ቁጠባውን ባህላውን፡ ቀጺሉውን ብብረታዊ ቃልሲ ጸረ ኩሎም ገዛእቲ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣንጻር ጭቆና ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ፡ ኤርትራውያን ኣደዳ ኵናትን ስደትን ኰይኖም ኢዮም። ኣብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኮነ፡ ብፍላይ ድማ ድሕሪ ‘ሃገራዊ ናጽነት’፡ ናህሪ ስደት መንእሰይ ወለዶ ናብ ጎሮባብቲ ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ ናብ ሃገረ ሱዳንን፡ ኢትዮጵያን ክውሕዝ ተራእየ።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ - ዓለም-ለኻዊ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ

Press release Worldwide Eritrean Relief and Development Association

Details
Written by: Super User
Published: 01 February 2022
  •  Brutal and heavy fighting in the Horn of Africa countries in general and in Ethiopia in particular are echoed by the United Nations (UN) and other social media platforms.

Let us express our deepest sorrow at the atrocities and slaughter that is and continues to be committed on and on against the civilian

Read more: Press release Worldwide Eritrean Relief and Development Association

  1. ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት
  2. بيان المجلس الوطني الارتري بشأن اندلاع الحرب في إقليم تجراي الإثيوبي
  3. መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ተባሪዑ ዘሎ ኩናት
  4. መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ
  5. ጋዘጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ንጥፈታት ኣበጊሱ Press Release Eritrean Political Forces Coordination Committee Launches Various Joint Political Tasks تصريح صحفي لجنة التنسيقية للقوى السياسية الإرترية تطلق العديد من الأنشطة السياسية ال
  6. ሓደ መስከረም ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ኤርትራ/ሆደ
  7. ብምኽንያት መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፤
  8. ንቕዋማዊ ህዝባዊ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ደገፍና ንገልጽ ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ ጋዜጣዊ መግለጺ።

Page 1 of 12

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com