mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers
  • Ethiopian Gov’t Disowns the View That Eritrea Is Using TPLF Faction
  • Eritrean Forces Operating with Impunity in Tigray, Abuses Ongoing- UN Confirms
  • Looming Ethiopia-Eritrea Tension: Is new cycle of armed conflict imminent?
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  • Bill to deport Eritrean migrants who back regime passes preliminary Knesset reading

We have 120 guests and no members online

ሓተታ

ዓይኒ ከዳዓት ኣተኲርካ ጠምት

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 03 May 2020

ፍትሐዊ ቃልሲ ክተዕውት‘‘ዓይኒ ከዳዓት‘‘ኣተኲርካ ጠምት‘ መንዩ ገዛና ከይነጽሪ ዝኸልከለ‘‘መንዩ ሐቀኛ‘‘ መንዩ መዳናገሪ‘‘ክበርህዩ ፍትሒ ነጊሱ ምስ ወግሔ‘‘ትጽቢት ገዲፍና‘‘ንድሕነት ህዝቢ ንበገስ‘‘ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ሕልሞም‘‘ብዙሐት እዮም‘‘ ደለይቲ ፍትሒ ሽሞም‘‘ልሳን እንበር ግብሪ ዘይዓደሎም።

Read more: ዓይኒ ከዳዓት ኣተኲርካ ጠምት

ውዲት ከይድገም ተጸባይቲ ምዃን ያኣኽለና

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 03 May 2020

ኣብ ዛ ታሪኻዊት መዓልቲ‘‘መጸዋዕታ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ‘‘ናይ ተቓውሞ ደንበ ዝዓበየ ጥርናፈ‘‘ዝሐለፈ ተመኩሮ ኣለና‘‘ውዲት ከይድገም ተጸባይቲ ምዃን ያኣኽለና‘‘ብደም ዝጠልቀዩ ጭፍራ ህግደፍ‘‘ጭርጭር ዓበደ ክይጻወቱልና‘‘ወስኑ እሞ ብዝቐልጠፈ መልሲ ሃቡና‘‘ ኢሰያስ ሞይቱ ኣይሞይቱ‘‘ህግደፍ ብህግደፍ ተተኪኡ እንበር‘‘ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ነጊሱ ማለት ኣይየስምዕን እዩ።

Read more: ውዲት ከይድገም ተጸባይቲ ምዃን ያኣኽለና

ኣካላዊ ምትእኽኻብ ወጊድ ኢልና፡ ሓሳብ ነመንጩ፡ ብሓሳብ ንካታዕ፡ ኣብ ሓሳብ ንወደብ፡-

Details
Written by: ዛራ ማና
Published: 21 April 2020

ኣጋጢሙና ዘሎ ሃገራዊ ፖለቲካዊ ስቅያት ብጌጋ ወይ ብመርገም ዝመጽአ ኣይኮነን። ኮነ ኢልካ ብዕላማ ብውጥን ብመደብ ዝተታሕዘ ጉዳይ’ዩ። እዚ ህዝቢ ከም ህዝቢ ኣምበርኪኽካ ንምግዛእ ማእከላይ ዕላማኡ ዝገበረ ድሑርን ኣዕናውን ኣረኣእያ’ዚ ብዋዛ ፈዛዛ ከም ዘይሰርሕ’ውን ክፍለጥ ይግባእ። ዕለታዊ ምንቅስቓስ ዜጋታት ዝቆጻጸረሉ ሰንሰለት ኣለዎ።

Read more: ኣካላዊ ምትእኽኻብ ወጊድ ኢልና፡ ሓሳብ ነመንጩ፡ ብሓሳብ ንካታዕ፡ ኣብ ሓሳብ ንወደብ፡-

ኣብዚ ደቂስካ ትሐዊ ዶ‘‘መመኽነይታ ሪኺቦም ነጋዶ‘‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 21 April 2020

ኣብዚ ደቂስካ ትሐዊ ዶ‘‘መመኽነይታ ሪኺቦም ነጋዶ‘‘ ሆስፒታል ግራር ባጽዕ‘‘ትካል ናይ ጃንዳ ህግደፍ ከይኮነ‘‘ ነዚ ሆስፒታል ዘይፈልጦ እንተሎ‘‘እቶም ንፈልጦ ክንገልጾ‘‘ የፍራሐካ ነሩ ንኽትረግጾ‘‘ያኣክል ምትላል‘‘ናብ ህዝቢ ዘይውዕ ገንዘብ ሐግዙና ምባል።

Read more: ኣብዚ ደቂስካ ትሐዊ ዶ‘‘መመኽነይታ ሪኺቦም ነጋዶ‘‘

ምንቅስቓስ ይኣክል ቁልፊ ዘይብሉ ስረ ከይከውን?

Details
Written by: ዛራ ማና
Published: 14 April 2020

ብብዙሕ መስዋእትን መስተንክራዊ ጽንዓትን ተጸዋርነትን ህዝብታት ኤርትራ ተሓንጊሩ፡ ንመግዛእታዊ ሰራዊት ደርግ ኣብ ምውጋድ መሪሓዊ ተራ ዝነበሮ፡ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ( ናይ ሎሚ መሪሕነት ጸረ-ህዝቢ ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን) ካብ ግዳማዊ መግዛእቲ ዝኸፍአ ዓፋኒ፡ ቀታሊ፡ ኣድላዊ፡ ዘማትን ከፋፋልን ዘቤታዊ ጸላኢ ከም ዝኸውን ንውሑዳት ርሑቕ ኣመቲ ተንተንቲ ፖለቲካ ስውር ኣይነበረን።

Read more: ምንቅስቓስ ይኣክል ቁልፊ ዘይብሉ ስረ ከይከውን?

ካብ ኣካላዊ ሓድነት ንርሓቕ፡ ብናይ ሓሳብ ሓድነት ንጠመር።

Details
Written by: ዛራ ማና
Published: 11 April 2020

ኣብ ዝኾነ ሓባራዊ ጉዳይ ካብ ብተናጸል ብሓባር ከተድምጸሉ፡ መደብ ኣውጺእካ ክትወፍረሉ እንከለኻ’ዩ ኣድማዒ ውጽኢት ዘምጽእ። ዋላ ምሉእ ንምሉእ ኣበር ዘይብሉ ቅቡልን ሃናጽን ሓሳብ ይኹን፡ ብግቡእ ዘይተወደበ ዝተበታተነ ኣብ ውልቀታት ዝተታሓዛ ርእይቶ ከምቲ ዝድለ ኣየድምዕን ኣየስምዕን።

Read more: ካብ ኣካላዊ ሓድነት ንርሓቕ፡ ብናይ ሓሳብ ሓድነት ንጠመር።

  1. ቅድሚ ኩሉ ዝተዘርገ ውሽጣዊ ሓድነትናን ፖለቲካዊ ኣረኣእያናን ንሓክም።
  2. መሽሮ ህዝቢ ኤርትራ‘‘ ኢሰያስ ኣማሳሚሱ‘‘
  3. ካብ መከራ ንመሃር፡ ምኽሪ ለባማት ድማ ንስማዕ
  4. ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ።
  5. ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ
  6. What is federalism ?
  7. ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ
  8. Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና

Page 6 of 17

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com