mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers
  • Ethiopian Gov’t Disowns the View That Eritrea Is Using TPLF Faction
  • Eritrean Forces Operating with Impunity in Tigray, Abuses Ongoing- UN Confirms
  • Looming Ethiopia-Eritrea Tension: Is new cycle of armed conflict imminent?
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  • Bill to deport Eritrean migrants who back regime passes preliminary Knesset reading

We have 15 guests and no members online

ግጥሚታት

ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ 3ይ ክፋል

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 13 November 2019

ህግደፍ ብኸመይ ይዕወት

ብፕሮፖጋንዳ ብውዲት ብሐሶት

ብከይትእሰር መሰልካ ኣይትሕተት‘‘

Read more: ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ 3ይ ክፋል

ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ (2ይ) ክፋል

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 27 October 2019

ብኣቢዪ ከይተተከኤ

ህዝቢ እንዳ ጠፍኤ

ዋጉኡ ከይበዝሔ

ኣማዕዲና ኣይንርኤ‘‘

Read more: ኤረና ዶ ብህግደፍ ትሕሎ (2ይ) ክፋል

ሃልሃልታ መለይ ዑፍ ዓሲላታ ቃልሲ ኣብ ባይታ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 27 October 2019

ዘስደምም እዩ ዘስደምም

እዚ እንዳ ሰማዕካስ ትም

ብደውና ውዲት ከደግም‘‘

Read more: ሃልሃልታ መለይ ዑፍ ዓሲላታ ቃልሲ ኣብ ባይታ

ጅንጅብል መን እንተበሉኻ መን ትብል‘‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 14 October 2019

ህዝቢ ኤርትራ ዝረኸቦ

ክንዛረብ ዶ ከላእ ትዛረቦ

ብኣፎም ተለጒሞም ኣዛብእ ዓደቦ‘‘

Read more: ጅንጅብል መን እንተበሉኻ መን ትብል‘‘

ኤርትርዊት ማሕዘል ክሳብ ማዓስ ክትብደል

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 20 September 2019

ኤርትርዊት ማሕዘል

ክሳብ ማዓስ ክትብደል

ብሐርነት ክትጽንበል‘‘

ንከም ነፋሒቶ ሕብሩ ዝለዋውጥ

ካብ ያዕ በልዎ ያዕ ንበሎ ይሰልጥ

ንማፍያዊ ጉጅለ ህግደፍ ክንልውጥ;;

ኣብ ባይታ ኣርክብ ንበል ሎምሲ

ከም ሱዳናዊታን ክንረክብ ፈውሲ

ንዲክታቶር ክንትክኦ ብዲሞክራሲ‘‘

ኣርዮስ ንሱዳን ጉያ

ውድባት ኤርትረያ

ኢዱ ኣይትምሕን እያ

መራሒ ጉጅለ ማፍያ

ከይቅድመክን ጉየያ‘‘

ናይ ኤርትራዊያን ርኢቶ

ኣብ ጽላል ሃገራዊ ባይቶ

ኮና ንጋኔን ክንምክቶ‘‘

ንዕላምኡ ከርዊ

ንጥፍኣት ኤርትራዊ

ዝደጎሎ ሐዊ

ኣብ ዝባንኩም ከሐዊ‘‘

መራሒ ህግደፍ

ከይረክብ ደገፍ

ከም በሺር ክግለፍ‘‘

ሕልንኡ ኩፉእ

ንኑጹሃት ከጥፍእ

ጋኔን ሐዊዩ ዝተፍእ‘‘

መራሒኦም ኮብራ

ኣማኸርቱ ኣትማን

ተንቤናይ ናይ ቀርኒ ጋኔን

ተጠንቀቑ በልዎም ንሱዳን

ከይከልኣኩም ምትእምማን‘‘

Read more: ኤርትርዊት ማሕዘል ክሳብ ማዓስ ክትብደል

ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያስ‘‘መዲዳ ትሐብእ ኣብዛ ዓለምና ክንደይ ኣሎ ሕልንኡ ክፉእ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 20 September 2019

 

ደላዪ ፍትሒ እየ እንዳበለ ንደላይ ፍትሒ ዝጸልእ‘‘

ንተኻፈልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ፖሎኛ

ዋላ ምሳኹም እንተ ዘይወዓልና

Read more: ሐጋዚኣ ዝረኣየት ባርያስ‘‘መዲዳ ትሐብእ ኣብዛ ዓለምና ክንደይ ኣሎ ሕልንኡ ክፉእ

  1. ኤርትራዊያን ደቀባት ደቂ ርስቲ ካብ ጥንቲ ነዘዝመጹ ወረርቲ ዝኸፈልና ረዚን መስዋእቲ‘‘
  2. ብግፋ ሃገር ጥራያ ኣትሪፎማ፡ ተቃውሞ ደንበ ድማ፡ዝደሐራ ዝቐደማ፡ክንዲ ዝግደማ፡ኣብ ኣዳራሻት ድራማ።
  3. ገመለይ ኣዉልዔይ ኣንበልቢላ;; ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ; እንበር እንተ ተበጊሳስ;
  4. ካብ ጌጋና ተማሂርና ዶ እወ እንተኮይኑ ተዳሊና ዶ
  5. ዘለፋታት በዚሑ እሞ ሐቂ ዶ ክንዛረብ ተበላጺ መልሐስካ ከንሽቦ ግበር ኣደብ;;
  6. ገመለይ ከይትብገስ ዕንቅፋት በዚሕዋ እንተ ተበጊሳ ንሳ እያ ተምጽእ ራህዋ
  7. እዚ ዩ መጸዋዕታ ዋዕሮታት እዚ ዩ መጸዋዕታ ሐርበኛታት
  8. ፟እታ ጭርሖ ሽም ቀይራ፟ (ጨናፍር ዘርጊሖም ጭፍራ)

Page 8 of 10

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com