Nachrichten & Erklärungen
ቀዳመይ ትኹረትና ናብ ድሕነት ህይወት ሰብን ልኡላውነት ህዝብን ይኹን።
ፖለቲካ ብመጽናዕቲ፡ ብህዝባውነት፡ ብስነ-ሓሳባዊ ደርባዊ ውግንናኡ ዘነጸረ ኣረኣእያ እንተዘይተመሪሑ፡ መጀመርታ ብሓሳብን ብተግባርን ሓዲግ መዲግ ምዃን፡ ቀጺሉ ከኣ ከም ምንቅስቓስ ወይ ውድብ ዘገምታዊ ሞት ምማት’ዩ ዘለዎ ዕድል። ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ወይ ውድብ ሓዲግ መዲግ ምዃን ከኣ፡ ጉድኣቱ ነቶም ዘቖምዎ ኣባላት ጥራሕ ዘይኮነ፡ ብቐጥታ…