mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers
  • Ethiopian Gov’t Disowns the View That Eritrea Is Using TPLF Faction
  • Eritrean Forces Operating with Impunity in Tigray, Abuses Ongoing- UN Confirms
  • Looming Ethiopia-Eritrea Tension: Is new cycle of armed conflict imminent?
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  • Bill to deport Eritrean migrants who back regime passes preliminary Knesset reading

We have 92 guests and no members online

ሓተታ

ነጻነት ንምምጻእ ህይወት ዝኸፈለ ህዝቢ፡ ዕለተ ነጻነት ንምኽባር ገንዘብ ክኽፈል ምስግዳድ ገበን’ዩ።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 12 May 2019

ኣብ’ዛ ንነብረላ ዘለና ዓለም፡ ናተይ ትብላ ሃገር ዘይምህላው፡ ግቡእ ሰብኣዊ ክብሪ ምስኣን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ መንነት ኣልቦ ምዃን’ዩ። መበገስን መዕረፍን ዘይብሉ ተንሳፋፊ ህይወት ምንባር’ዩ።

Read more: ነጻነት ንምምጻእ ህይወት ዝኸፈለ ህዝቢ፡ ዕለተ ነጻነት ንምኽባር ገንዘብ ክኽፈል ምስግዳድ ገበን’ዩ።

ዘላቒ ሰላም ኣብ ፍትሒ ደኣምበር ኣብ ገንዘባውን ነገራውን ደገፍ ኣይስረትን

Details
Written by: ተስፉ ዮውሃንስ ኣጥባራ ሱዳን
Published: 12 May 2019

ኣብ ዝሓለፈ ወቕቲ ጽዲያ 2018 መንግስቲ ኢህወደግ ኣብ’ቲ ን20 ዓመት ምስ ኤርትራ ከሰሓሕብ ዝጸንሐ ጉዳይ ዶብ፡ ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ ዝጠልቦ ብዘይ ቅድመ ኲነትን ብዘይ ወዓል ሕደርን ንትግባረኡ ክንሰርሕ ተዳሊና ኣለና ምስ በለ፡ እዚ ኣበሃህላ ሃንደበትነት ነይርዎ’ዩ።

Read more: ዘላቒ ሰላም ኣብ ፍትሒ ደኣምበር ኣብ ገንዘባውን ነገራውን ደገፍ ኣይስረትን

ሱዳን ኣብ ተመሳቓሊ ጎደና፡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ፕረሲደንታት፡ ኣብ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 05 May 2019

ብጋዜጠኛ ማርገሬት ሚካኤል፡ ንትካል ዜና “ኣሶሲኤይትድ ፕሬስ

ድሕሪ’ቲ ኣዋርሕ ዝወሰደ ህዝባዊ ምልዕዓል ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ፕረሲደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ናይ ኣስታት 30 ዓመት በትረ ስልጣኑ ተዓልዩ። ብጀኔራል ዓዋድ ቢን ዓውፉ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ምክልኻል እንታ ሃገር ተተኪኡ።

Read more: ሱዳን ኣብ ተመሳቓሊ ጎደና፡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ፕረሲደንታት፡ ኣብ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት

ሎሚ ዓብደል ዓዚዝ ቡታፍሊቃ ናይ ኣልጀርያን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ሱዳንን፡ ጽባሕ ከ በዓል መን’ኮ ይዕለው ይኾኑ?

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡
Published: 05 May 2019

ኣዳለውቲ ዮሱፍ ሳንሶጎ ካብ ኣልጀርስ፡ ኣሕመድ ሙስጠፋ ካብ ካርቱም። ዘርጋሒ ኣህጉራዊ ትካል ዜና “ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ”

ኣብ’ዚ እዋን ሰለስተ ብጂኦግራፊ ዝመሳሰሉ ዝቀራረቡ ዝተኣሳሰሩ ሰፋሕቲ ዞባታት ፖለቲካዊ ነውጺ የተኣናግዱ ኣለው። ካብ ቱርኪ ሶርያ (ዩሮ-ኤስያ ወይ ማኣከላይ ምብራቕ) ናብ ግብጺ ኣልጀሪያ (ሰሜን ኣፍሪቃ) ናብ ሱዳን ኤርትራ ( ምብራቕ ኣፍሪቃ) ብዱላት ጥቑዓት ህዝብታት ንመሰሎም ይለዓዓሉ ይወዳደቡ እምቢ ንመግዛእቲ ድምጾም የስምዑ ኣለው። ኣንጻር ጨቆንቲ ስርዓታት ኣንካራ፣ ደማስቆ፣ ካይሮ፣ ኣልጀሪያ፣ ካርቱም፣ ኣስመራ።

Read more: ሎሚ ዓብደል ዓዚዝ ቡታፍሊቃ ናይ ኣልጀርያን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ሱዳንን፡ ጽባሕ ከ በዓል መን’ኮ ይዕለው ይኾኑ?

ንሃገራዊ ዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ – ሃዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ

Details
Written by: ድ.ሰ.ድ.ኤ.
Published: 05 May 2019

Katholik bishop

መእተዊ ብፁዓን ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከም ቀደሞምን ብዘለዎም ተልእኾን ሓልዮት መጓሰን፡ ሰንፈላል ኮይኑ ዘሎ ህሉው ኵነታት ዓድናን ከቢድ ደመና ኣንጸላሊዎ ዘሎ ኣካይዳ ሕዝብናን ብዚምልከት ሓዳስ ሓዋርያዊት መልኽቲ(“ሰላመ… ለርሑቃን፣ወሰላመ ለቅሩባን/ ሰላም ንሰብ ርሑቕ ቀረባ/ PEACE TO YOU WHO WERE FAR OFF AND TO THOSE WHO WERE NEAR) ንሃገራዊ ዕርቂ ትጽውዕ ኣውጺኦም ኣለዉ። እዚ መቐጸልታን ዓይነታዊ ኣካይዳን ካቶሊካዊት ቤትክርስትያን ኣብ መላእ ዓለም፡ ንክብሪ ወዲሰብን ንሓቀኛ ሰብኣዊ ዕብየትን መሰረት ዝገበረ እዩ።

Read more: ንሃገራዊ ዕርቀ-ሰላም ዝጽውዕ – ሃዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ

መራሕቲ ሃይማኖት፡ ደቂ-ህዝብን መራሕቲ ህዝብን’ዮም ምዃኖም ዘረጋግጸ መልእኽቲ።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 05 May 2019

ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ህዝብታት ኤርትራ፡ መምርሒ ስርዓተ ሃይማኖት ዝእዝዞ ብምልኣት ዝፍጽምን ዘይፍጽምን ብዝብል ደረጃታት ክወጽኣሉ እንተዘይኮይኑ 99% ኣብ ፈጣሪ ዘምልኹ ሃይማኖተኛታት’ዮም። ብፍላይ ቅድሚ ፍጮ ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ዕንደራ መንግስታዊ ስልጣን ምሓዙ ኣብ ዝነበረ ወቕቲ፡ ወለድና ኣመንቲ ስለዝኾኑ፡ ካብ ንዓለማዊ ሕጊ ዝያዳ ንሃይማኖታዊ ሕጊ ይምእዘዙ የኽብሩ ነይሮም። ንጉልበተኛ ንዓመጸኛ ኣደብ ግበር ስርዓት ሓዝ ክብልዎ እንከለው፡ “ብሕጊ ኣምላኽ” ኣቐዲሞም “ ዝባን ሕጊ” ይብልዎ ነይሮም። ውሽጣዊ መንፈሶም ብፈሪሃ እግዝኣብሄር ዝተመልኣ’ዩ ነይሩ ክበሃል ይከኣል።

Read more: መራሕቲ ሃይማኖት፡ ደቂ-ህዝብን መራሕቲ ህዝብን’ዮም ምዃኖም ዘረጋግጸ መልእኽቲ።

  1. ደድሕሪ ህግደፍ ምኻድ፡ ውጽኢት ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።
  2. ማያት ፈለግ ኒል፡ ኲናት’ዶ ወይስ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንናይ ሓባር ረብሓ
  3. ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን
  4. ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን
  5. ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡- ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
  6. ካብ ምሁር መሃይም፡ ካብ ተጋዳላይ ድሑር ምዃን ይሰውረና፡-
  7. ኤርትራ ናይ መን ትኹን? ናትና ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን? 2ይ ክፋል
  8. ኣብ ጎረባብትና ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ፡ ኣነኸ ንሕናኸ? ኢልና ናብ ውሽጥና ክንርኢ ‘ምበር፡ ብንሕና ንሓይሽ ነብስና ከነታልል ኣይግባእን።

Page 14 of 17

  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17

Designed by pickjoomla.com