mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Ethiopian, Eritrean officials accused of war crimes
  • ኣብ ኲናት ትግራይ ተዓዲመ ኣትየ፡ ብዝፈጸምክዎ ተግባር ከኣ ተመስጊነ፡ ተመጒሰ
  • ልዕልና ግዝኣተ-ሕጊ ምድኻም፡ ስነ ሞጎት ሓይሊ ምንጋስን፡ እዋናዊ ዓለም-ለኻዊ ብደሆ እዩ፡
  • ኤርትራ ሎሚ ኣብ ድሮ 4ይ ኹናት ኣንጻር ኢትዮጵያ ፡
  • ግዳይ “ቤላ ቤሎ” ፕሮፖጋንዳ ዝኾኑ ሰባት
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • Jobe Sees High Likelihood of Eritrea-Ethiopia Conflict, Intervention of Other Powers
  • Ethiopian Gov’t Disowns the View That Eritrea Is Using TPLF Faction
  • Eritrean Forces Operating with Impunity in Tigray, Abuses Ongoing- UN Confirms
  • Looming Ethiopia-Eritrea Tension: Is new cycle of armed conflict imminent?
  • ናይ ሓሳብ ሓድነት ዘይብሉ ኣካላዊ ልፍንቲ የፍርስ‘ምበር ኣየዐውትን።
  • ዮሃና ንመበል 50 ዓመት ወርቓዊ ኢዮቤልዩ: ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ  ህዝቢ ትግራይ
  • Bill to deport Eritrean migrants who back regime passes preliminary Knesset reading

We have 103 guests and no members online

ሓተታ

ኣብ ርሑቕን ውሑስን ቦታ ኮይንካ ተመጽዋቲ መሰል ምዃኑ፡ ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 20 September 2019

ቀደም ጎይታን ጊላን ዝበሃሉ ገዛእን ተገዛእን ከም ዝነበሩ ተመራመርቲ ታሪኽ ይምህሩ። ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ፡ እማዊ ዘመን ( ናይ ኣደ ዘመን) ፣ ፊል መዴስነት፣ ስርዓተ ባርያ፣ መስፍንነት፣ ርእሰ ማልነት፣ ማሕበርነት (ዴስነት) እናበለ ከምዝመጸአ’ውን ይገልጹ። እቲ ዳሕረዋይ ኣብ ማህጸን’ቲ ቀዳማይ ተጠኒሱ፡ ብሰላም ዘይኮነ ብግርጭት ከም ዝተወልደ የረጋግጽ።

Read more: ኣብ ርሑቕን ውሑስን ቦታ ኮይንካ ተመጽዋቲ መሰል ምዃኑ፡ ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ናይ ኣተሓሳስባ ባርነት’ዩ።

The Concept of Building Democratic state in Eritrea

Details
Written by: Fesseha Nair
Published: 20 September 2019

                     What is a State? ሃገር ማለት እንታይ ማለት ኢዩ

A state is an independent political entity with clearly defined geographic boundaries, population, resources and wealth, the so called physical basis of the state. ( Max Weber’s definition)

What is a Nation? ብሄር ማለት እንታይ ማለት ኢዩ

Read more: The Concept of Building Democratic state in Eritrea

ንሃገር ዝውክሉ ስፖርተኛታት ብዋሕስ ዝወጽኡላ፡ ገለ ኣብ ውሑስ ቦታ ዝበጽሑ ዜጋታት ባርነት ዝናፍቑላ ሃገር።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡
Published: 20 September 2019

ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምሕደራን ምልካዊ ኣገዛዝኣን ከምኡ’ውን ሓርነታዊ ደሞክራስያዊ መሰላትን ባርነታዊ ምዝመዛን ከተመሳስሎም እንተፈተንካ’ውን ዘመሳሳል ዘይብሎም፡ ፈጺሞም ዘይራኸቡ ከብድን ሕቖን’ዮም። ዘይተዛበዐ ሚዛኑ ዝሓለወ ጥዑይ ኣእምሮ ዘለዎ ሰብ፡ ባዕልኻ ነብስኻ ትመርሓሉ፡ ብነጻነት ተኻቲዕካ ተዛቲኻ ብዘጽደቕካዮ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ቅዋም፡ ከይተሸቖረርካ ብናይ ምርጫ ካርድ ጌርካ ኣብ ስልጣን ብዘሰቐልካዮ ኣካል፡ ዝሃብካዮ ተልእኾ እንተዘንጊዑ፡ እንተዘይበቒዑ፡ ወይ ኮነ ኢሉ ብኣንጻሩ

Read more: ንሃገር ዝውክሉ ስፖርተኛታት ብዋሕስ ዝወጽኡላ፡ ገለ ኣብ ውሑስ ቦታ ዝበጽሑ ዜጋታት ባርነት ዝናፍቑላ ሃገር።

ንጉጅለ ህግደፍ፡ ብበትሪ ዘይተደገፈ ናይ ቃል ይኣክል፡ ኣይኣክልን።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርት
Published: 20 September 2019

 

ብፖለቲካዊ ሳንቡ ሓደ ሰብ ዘስተንፍስ፡ ጃንዳዊ ውዲታዊ መሪሕነት ህግደፍ፡ ኣረኣእያኡ ካብ ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ብግልባጡ ስለ ዝኾነ፡ ህዝቢ መሳርሒኡ ‘ምበር፡ በዓል ቤትን ወሳኒን ናይ ሃገርን ሃገራዊ ጸጋታት ምዃኑ ኣይኣምንን። ንህዝቢ ከፋፊሉ ኣድኪዩ ኣርዒዱ፡ “ሃገር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ባዶ ጭርሖ ኣገዲዱ ክገዝእ ‘ምበር፡

Read more: ንጉጅለ ህግደፍ፡ ብበትሪ ዘይተደገፈ ናይ ቃል ይኣክል፡ ኣይኣክልን።

ነጻን ፍትሓውን ሓሳብ፡ ንህግደፍ ዘይምሕር ቀዛፊ ሕማምን ደምሳሲ ሚሳይልን’ዩ።

Details
Written by: ሚልካና ፍረ
Published: 20 September 2019

 

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ኣብ 1996 ዓ.ም ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ ነጻ ፕሬስ ክህሉ ምስ ፈቐደ፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይ ወዓል ሕደር ጋዜጣታት ክሕተም ተሓቲሙ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሕ ጀሚሩ። በዚ ኣጋጣሚ ሰቲት፣ ቀስተ ደመና፣ ኣድማስ፣ መቓልሕ …ወዘተ ዝኣርእስቶም ጋዜጣታት ሓደ ድሕሪ ሓደ ክወጽኡን ቀልቢ ኣንበብቲ

Read more: ነጻን ፍትሓውን ሓሳብ፡ ንህግደፍ ዘይምሕር ቀዛፊ ሕማምን ደምሳሲ ሚሳይልን’ዩ።

ዶባት ከም ቃሕታኻ ምዕጻውን ንምኽፋትን ፖለቲካዊ ሃላልነት’ዩ።

Details
Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Published: 04 July 2019

ዶባት ከም ቃሕታኻ ምዕጻውን ንምኽፋትን ፖለቲካዊ ሃላልነት’ዩ።

ብዘሕፍርን ዘሰቅቕን ኩነታት ብውዲት ተጠናኒጉ ዝርከብ ፖለቲካ ኤርትራ፡ ካብ ዕለት ናብ ዕለት፡ ካብ ወርሒ ናብ ወሒ፡ ካብ ዓመት ድማ ናብ ዓመት ካብ ጉድለቱ እናተማህረ እናተኣረመን ንቕድሚት ኣብ ክንዲ ዝግስግስ፡ ፍጹም ሓላፍነት ብዘይስመዖ ብገባሪ ሓዳግነት ሓደ ሰብ ዝዝወር ጉጅለ ውሑዳን መሊሱ

Read more: ዶባት ከም ቃሕታኻ ምዕጻውን ንምኽፋትን ፖለቲካዊ ሃላልነት’ዩ።

  1. ፖለቲካዊ ልቦና ዘይብሉ ውድድር ንዞባዊ ሓያልነት
  2. እንኮ ፍታሕ፡ ማሕበራዊ መሰረት ደመኛ ጸላኢኻ ምፍላጥ፡ ፈሊጥካ ራእይኻ ምንጻርን ዕጥቅኻ ምስጣምን’ዩ።
  3. እብነ መሰረት ናይ ሕገ ሕንጻ ሃገር- መቆምያታት ቅዋም The Fundamentals of a Constitution
  4. ዕለተ ነጻነት፡ ብነጻነት ‘ምበር ንህዝቢ ብጅሆ ሒዝካ ኣይኽበርን፡-
  5. ኣወዳድባ እወ ያኣክል ከመይ ይኹን
  6. ኤርትራውያን ዘንድድ ዘሎ ፖለቲካዊ እቶን፡ መሰረቱ ውሽጣዊ ‘ምበር ግዳማዊ ኣይኮነን።
  7. ናተይ ጥራሕ ተቐበሉ፡ ካብ ውድቀቱ ዘይመሃር ክፉእ ሕማም ገለ ኤርትራውያን ፖለቲከኛታት፡
  8. ኣብ ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ጭቆና ዝጠንቁ ከቢድ ስነ-ኣእምሮኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ቅኑዕ ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ተባዕ ውሳኔን፡-

Page 11 of 17

  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15

Designed by pickjoomla.com