mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
  • Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
  • Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
  • News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
  • Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
  • ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
  • Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
  • Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
  • ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
  • Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
  • Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
  • جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
  • መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
  • Relying on Eritrea’s Military for Democratic Transition Is a Risk We Can’t Afford – A reply to “Looking Beyond Isaias”
  • Looking beyond Isaias: Complexities of the make-up of the Eritrean population, past and present – a help or hindrance?
  • Why federalism or democratic decentralization in Eritrea?
  • ሐርበኛ ገብሪሂወት መሐሪ ብሰላም ዕረፍ: ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽ ገዲፉዩ ዝሕልፍ፣
  • Eritrea is not a safe Country
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
  • Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities

We have 49 guests and no members online

ዜና ትግርኛ

ጀርመን ንኤርትራውያን ዝምልከት ዘጽደቐቶ ሓድሽ ሕጊ

Details
Written by: Super User
Published: 13 October 2022
ፓስፖርት ኤርትራ ዝሓዘ ሰብ

ምንጪ ስእሊ, Getty Imagesቅድሚ 2 ሰዓታት

ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣገደስቲ ሰነዳት መገሻ ንምርካብ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ መረጋገጺ ወረቐት ከቕርቡ ዘገድድ መስርሕ፡ ፌደራላዊ ቤት ፍርዲ ጀርመን ውዱቕ ከምዝገበሮ ተገሊጹ።

መንግስቲ ጀርመን፡ ናብታ ሃገር ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣትዮም ዑቕባ ንዝሓተቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ከምኡ'ውን ብመስርሕ 'ምትእኽኻብ ስድራቤት' ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣባላት ስድራኦም ናብታ ሃገር ክኣትዉ ንዝደልዩ ኤርትራውያን፡ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፖስፖርትን ካልእ መሰነይታ ሰነዳትን ከምጽኡ ከምዘለዎም ከገድድ ጸኒሑ እዩ።

ኣብ ውሽጢ ጀርመን’ውን እንተዀነ፡ እቶም እታ ዓዲ እትደልዮ ግቡኣት ኣማሊኦም ዜግነት ናይ ጀርመን ክወስዱ ዝግባኦም ኤርትራውያን፡ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ሰነዳት ከምጽኡ ከምዘለዎም ስለዝሕበሮም፡ ንጉዳዮም ብጠበቓ ንኽማጐቱ ናብ ዘየድሊ ወጻኢታት ክቃልዑ ምጽንሖም ዝሕብሩ’ውን ኣለዉ።

ኣብ ሚያዝያ 2021 ብኣማኢት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ነቲ መንግስቲ ጀርመን ብዝኽተሎ ተሪርን ዘየድልን ሕግታት ኣብ ጸገም ብምውዳቘም ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዶም ዝዝከር ኰይኑ፡ ቅድሚኡ’ውን ነቲ ጸገማት ንምፍታሕ ካብ ኣብያተ ፍርዲ ክሳብ ኣብ ጐደናታት ሰላማዊ ሰልፍታት ብምክያድ ጥርዓናቶም ከቕርቡ ጸኒሖም'ዮም።

ኤርትራዊ ክኢላ ሕጊ፡ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮነን ምስ ስጳኛዊት ሳራ ፓላሲዮስ ኣራፒለስን ብሓባር ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ሓደ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ኣዳልዮም ነይሮም።

Read more: ጀርመን ንኤርትራውያን ዝምልከት ዘጽደቐቶ ሓድሽ ሕጊ

ምምስራት ሃገረ ትግራይን ብድሆታቱን፡

Details
Written by: ክብሮም ግረነት
Published: 03 October 2022

ካብ መጀመርታ ህወሓት ቓልሲ ኣብ ዝጀመሩሉ ከምዚ ሽሞም ዝሕብሮ ዘሎ ንምሉእ ነጻነት ትግራይ ኣንቂዶም እስትራተጂኦም ከም ዝሓንጸጹ የረጋግጸልና ። እዚ ናይ ህወሓት መርገጽ ግን ኣብ ህዝባዊ ግምባር ብፍላይ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ሽዑ ጀሚሩ ተቀባልነት ኣይነበሮን ። ካብዚ ዝነቀለ ከኣ ኣብ እተፈላለየ ግዜ ክዋቁዑን ክዕረቁን ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ከባቢ 1986 ነቶም ናይ ውሽጦም ፍልልያት ከይተፈትሑ ናይ ሓባር ጸላኢኦም ዝኾነ ንደርግ ብሓባር ክሃርሙ ተሰማሚዑ ። በዚ ከኣ ኣብ 1991 ብናይ ሓባር ቓልሲ ስርዓት ደርግ ተሳዒሩ ፣ ሲዒቡ ኤርትራ ከምቲ ህዝቢ ኤርትራ ነጻ ሃገር ከትህሉዎ ዝተቓለሶ ብዘይ ድልየት ኢሳያስ ኣፈውርቂ (ፈደረስሽን ኮንፈደረሽንን እናበለ እንከሎ) ህወሓት ህዝቢ ኤርትራ ሕቡራት ሃገረት ኣብ ዝተረክቡሉ ብመስሪሕ ረፈረንዱም ነጻነቱ ክእውጅ ኩሉ ዝከኣሎ ኣበርኪቱ እዩ ፣ ሓደ ስብ ግን ሕጉስ ዘይነበረ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ነይሩ ። እዚ ከኣ ከምቲ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ዝበሎ ኣብ ሜዳ እንከለዉ ዝሓስቦ ዝነበረ ስለ ዘይኾነሉ ፡ ምኽንያቱ እቲ ዝነበረ ዱልዱል ድልየት ህዝቢ ኤርትራ ንነጻነት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዶው ክብሎ ኣይክኣለን ፣ እዚ ከኣ መደባቱ ገዲፉ ማለት ዘይኾነ ግዜን ኩነታትን ከጠዓዕም ጸኒሑን ኣሎን።

Read more: ምምስራት ሃገረ ትግራይን ብድሆታቱን፡

ናይ ሓዘን መግለጺ

Details
Written by: ደግሓኤ
Published: 15 August 2022

2022 08 06 Alem Ghebremikaelሓርበኛ ብጻይና ተጋዳላይ ዓለም ገብረሚካኤል ብ02.10.1951 ካብ ወለዱ  ገብረሚካኤል ገብረኣብን ተበርህ  ግደይን  ኣብ መብረድ እገላ ሓጺን  ተወልደ።  ዕድሚኡ ንትምህርቲ ኣብ ዝበጽሔ እዋን ኣብ ድቀምሓረ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ እምነት ምስዮን (Faith Mission) ተማህረ። ብጻይ ኣለም ኣብ ግዜ ንእስነቱ በሊሕን፣ ተሪርን፣ ንጡፍን፣ ቅልጡፍን ዕላምኡ ከም ዕዀት ዘይስሕትን ስለ ዝነበረ ዕዀት ዝብል ቅጽል ስም ተዋህቦ።  ዕድሚኡ ዓቕመ ኣዳም ምስ ኣኸለ ፖሊስ ተኸትበ። ኣብ አዋን ትምህርቱ ይኹን ድሒሩ ፖሊስ ኣብ ዝተኸተበሉ፣ ኣብ ስፖርት ከም ጉያን ካልእን ንጡፍ እዩ ዝነበረ። ብጻይ ኣለም ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ዝተማህረን ድሒሩ ፖሊስ ምስ ተኸትበ’ውን ኣብ ናይ ፖሊስ ቤት ትምህርቲ ተመዲቡ ኣብ’ታ ከተማ ምንባሩ ቀጸለ። እታ ፖሊስ ትብል ቅጽል ስም ግን ድሕሪ እዚ ግዜ እያ ለጊባቶ።

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ

ዝኸበርኩም ጥርናፈ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)

Details
Written by: ምንቅስቓስ ህዝባዊ ሰራዊት ኤርትራ
Published: 02 January 2022

ብቀዳምነት ነቲ ምእንቲ ሓርነት ጭቁናት ወገናትኩም ነታ ዘይትድገም ሂወት ኩም ንሞባእ ህዝብኹም ብምውፋይ ትገብርዎ ዘለኹም ፍትሓዊ ቃልሲ ኣድናቖትና ብኣንክሮ ክንገልጽ ንፈቱ::

Read more: ዝኸበርኩም ጥርናፈ ኤርትራዊ ስሙር ሃገራዊ ግንባር(ኤስሃግ)

ኪዳ ሓዲስ ኤመራ 2022ዓም ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ ኤርትራ/ሆደ

Details
Written by: DOBNE-Hode
Published: 31 December 2021

ይና ዓዋዲትል ኤመራ ሓዲስ መስቐል ግን ንሺብታዂ። መስቐል ወክት ሽቕ ደኮ መሽዉል ቱናዂ ግን። መስቐሊ ሱርዲ ሸብዲ ስነዲ ሰኸርዲሲ በለል ያዂ ኣኽነዲን ራድቕር ሓግልኽር መጡ ኮፍ የናዂ ወክት ግን። ኣዳም ክድመትድማ እንሽክድ ኒ ኮልድ ሺሮ ሰጘን እና ግርጋ ኒሂትል ወንተርዶ ሳድሰኩ። ወሲዲ ኤሪ ተባብዲ በረኸዲ ጊትዲትል ውሪ ቑሾትል ሽቅረሪ መስቐል ኩንጝል ናዉክ ከሌብል ሓየብሰቲ። ኩንጝ መስቐሊ ዋዲክ ሓዲስ ኤመርል ጋእ ስትና ዩኖ ና ዓዋዲር ድርብድ ኢረር ይነኩ።

Read more: ኪዳ ሓዲስ ኤመራ 2022ዓም ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ ኤርትራ/ሆደ

መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ንዓወት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ

Details
Written by: Super User
Published: 10 July 2021

መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ በቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ማለት ኣብ መንጎ ፈደራላዊ ሓይልታትን ናይ ትግራይ ሓይልታት ምክልኻልን ብዝተኻየደ ከቢድ ውግእ፡ ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ህዝብታት ኢትዮጵያውያንን ብፍላይ ከኣ ትግራዎትን ስደተኛታት ኤርትራውያንን ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ናይ ግብረ-ሰናያት ማሕበራትን ሓካይም ብዘይ ዶባትን ሰራሕተኛታት ኣብ ህይወት ንምድሓን ንዝተዋፈሩ ወሪዱ ዘሎ ምጥፋእ ህይወታት መሪር ሓዘን ከምዝተሰመዓና ንገልጽ። ንኩሎም ህይወቶም ዝጠፍኡ መንግስተ-ሰማያት የዋርሶም፡ ንኩሎም ስድራ-ቤታቶምን ትካላቶምን ድማ ጽንዓት ይሃብ ንብል።

Read more: መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ንዓወት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ

  1. ዋጋ ዝተኸፍሎ ሓርነት
  2. መሪሕነትን አመራርሓን- Leadership, theory and practice ክለሳ-ሓሳባውን ግብራውን ሓተታ
  3. ንጃንዳ ህግደፍ ክነብሎም ፋሕ‘‘ክንዲ ኣብ ከተማታት ኤርትራ‘‘ዓሪድካ ምጽናሕ
  4. ኣንጻር ዲክታቶር ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክሲ ቀሪቡ፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ተወሲዱ ዘሎ ተባዕ ስጉምቲ ኣመጒሱ፤
  5. ዜናዊ ዕዮ ናይ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን
  6. ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ክትፈልጥዎ ዝግባእ ሓበሬታታት
  7. መራሕቲ ኤርትራ ኣብዚ ህጹጽ ናይ ለበዳ እዋን ዳሃይ ኣጥፊኦም ይብሉ ኤርትራውያን
  8. ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣፍሪቃ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ምትእምማና መሊሱ ነቒፉ፥

Page 14 of 18

  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18

Designed by pickjoomla.com